ነጻ መሳርሒ

መቐየሪ PDF ናብ Word፦ PDF ናብ ዝእረም DOCX፣ ብነጻ

PDF ናብ ዝእረም ሰነድ Word (.docx) ወይ ናብ ተራ ጽሑፍ ቀይሩ፤ ኣርእስትታትን ሕጡባትን ተመሊሶም ይህነጹ። ንጽሑፍ ትግርኛ፣ ኣምሓርኛ፣ ኣፋን ኦሮሞ፣ ሶማልኛን እንግሊዝኛን ይሰርሕ፤ PDF ካብ browser ኩም ኣይወጽእን።

ዝቕየር

ዘይቕየር

PDF ትግርኛን ኣምሓርኛን ክቕይር ይኽእል ዶ?

እወ፣ እቲ PDF ዩኒኮድ ጽሑፍ ግዕዝ እንተተጠቒሙ፣ ከምቶም ካብ Word፣ Google Docs ወይ browser ዝዳለዉ PDF። ብኣረጊት ፊደላት ከም Power Geez ዝተዳለዉ PDF ኣብ ክንዲ ፊደል ግዕዝ ኮድ ላቲን ስለ ዝሕዙ ጽሑፎም ክምለስ ኣይክእልን።

ኣብ ፋይል Word ኣይ ስለምንታይ ጽሑፍ የለን?

እቲ PDF ምናልባት ዝተሰከነ እዩ፤ ነፍሲ ወከፍ ገጽ ስእሊ እዩ። ኣብ ስእሊ ዘሎ ጽሑፍ OCR የድልዮ፤ እዚ መሳርሒ OCR ኣይገብርን።

ሰነደይ ይጽዓን ድዩ?

ኣይጽዓንን። PDF ኣብ browser ኩም ይንበብን ይቕየርን፤ ካብ መሳርሒኹም ኣይወጽእን።

ፍሉይ መሳርሒ ትደልዩ ዶ? ተዘራረቡና